Paulos Netabay Profile Banner
Paulos Netabay Profile
Paulos Netabay

@PNetabay

31,361
Followers
37
Following
986
Media
1,973
Statuses

Eritrean Journalist based in Asmara, Eritrea. Opinions are my own & Re-tweets are not endorsement.

Eritrea
Joined January 2019
Don't wanna be here? Send us removal request.
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
In its today’s fake news report on Eritrea, the BBC has come up with a sensational story on ‘Eritrea’s reserve army mobilization’ relying on dubious sources. To make the story worse, BBC accompanied the news with an old photo taken in 2018, at a border reopening ceremony.
Tweet media one
Tweet media two
133
1K
1K
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
#Eritrea ኤርትራዊት ኦሎምፒካዊት ኣትለት ራሄል ዳኒኤል፡ ሎሚ 11 መስከረም ኣብ ኮሎምብያ ኣብ ዝተኻየደ ‘ላ ካሬራ ዴል ፓሲፊኮ’ ዝተሰምየ ናይ 10 ኪሎ-ሜተር ናይ ጽርግያ ውድድር፡ ብ32 ደቒቕን 23 ካልኢትን ቀዳመይቲ ብምውጻእ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊባ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
54
932
1K
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ ሎሚ 15 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ስነ-ስርዓት፡ ብድምር 269 ተመሃሮ (39.4% ደቂኣንስትዮ) ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
29
830
932
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
#BahtiMeskerem ሰራዊት ኤርትራ፡ ብሕብረተሰባዊ ክብሪታት ዝተሃንጸ፣ ብሰውራዊ ክብሪታት ዝተገርሐ፣ ንሰብኣዊ ክብሪታት ዝቘመ - ንቑሕን ብድስፕሊን ዝተዀስኰሰን ሃገራዊ ሰራዊት’ዩ። ክብርን መጐስን ይዂኖ! #Eritrea
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
60
720
914
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኤርትራ ዑደት ንዝገብር ዘሎ ልኡኽ ስዑዲያ፡ ሎሚ 28 ለካቲት ኣብ ዓዲ-ሃሎ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። እዚ ልኡኽ’ዚ፡ 3 ንኡስ ኣካላት ማለት ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን፡ ቁጠባውን ልምዓታውን፡ ጸጥታውን ምክልኻላውን ዝሓቘፈ’ዩ።
Tweet media one
79
770
895
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ዶ/ር ኣቢ ኣሕመድ ዳግማይ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ኰይኑ ብምምራጹ፡ ብስም ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ።
Tweet media one
49
469
826
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ኤርትራ፡ ብኤምባሲኣ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ ተወኪላ፡ ብ22 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ፕሪቶርያ ኣብ ዝተኻየደ ዲፕሎማስያዊ ኤክስፖ (Diplomatic Fun Fair) 2022 ብዘቕረበቶ ትሕዝቶ ተሸሊማ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
29
723
802
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
መግለጺ ሚኒስተሪ ዜና፦ “መንግስትን ህዝብን ኤርትራ፡ ነዚ ዘይሕጋዊ በይናዊ 'እገዳ'፡ ብቓልን መንፈስን እናውገዙ፡ ንኹሉ ፈታው ፍትሒን ሓርነትን፡ ናጻን ልዑላዊን ህዝብታትን ሓይሊታትን፡ ናይ መኸተ ምሕዝነቱ ከሐይል ይምሕጸኑ።”
Tweet media one
73
666
801
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ዲጋ ከርከበት 330 ሚልዮን፣ ዲጋ ጋሕቴላይ 50 ሚልዮን፣ ዲጋ ምስላም 35 ሚልዮን፣ ዲጋ ሎጎ 31 ሚልዮን፣ ዲጋ ገርሰት 35 ሚልዮን፣ ዲጋ ፋንኮ-ራዊ 20 ሚልዮን፣ ዲጋ ፋንኮ ጽሙእ 14 ሚልዮን፣ ዲጋ ባደሚት ድማ 17 ሚልዮን ሜ/ክዩብ ናይ ምውህላል ዓቕሚ ኣለወን።
Tweet media one
Tweet media two
50
620
783
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ሎሚ ኣብ ሰርብያ ኣብ ዝተኻየደን 153.3km ዝሸፈነን 3ይ መድረኽ መበል 62 Tour de Serbie (2.2) ኤርትራዊ ኣባል ክለብ Bke Aid ዳዊት የማነ ቀዳማይ ወጺኡ።
Tweet media one
35
463
761
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ፡ ምኽትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሚስተር ሚኻኤል ቦግዳኖቭ ዝርከቦ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደረሽን ሩስያ፡ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ ሰዓት 2፡00 ድሕሪ-ቐትሪ ባጽዕ ኣትዩ።
Tweet media one
Tweet media two
31
573
752
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ እትቕመጥ ወ/ሮ መርየም ያሲን ሙሳ ምስ ምሉኣት ስድራ ቤታ፡ ንሃገራዊ መደባት መኸተ 1,000,000 (ሓደ ሚልዮን) ናቕፋ ወፍያ።
Tweet media one
63
476
729
@PNetabay
Paulos Netabay
8 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ መንግስቲ ኢጣልያ፡ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኢጣልያን ንምስታፍ፡ ሎሚ ሰዓት 6፡30 ንግሆ ናብ ሪፓብሊክ ኢጣልያ ገይሹ። ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለን ሓቢሮም ተጓዒዞም ኣለዉ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
30
468
731
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ጸሓፊ ህግደፍ - ገዲም ተቓላሳይን ኣብነታዊ መራሒን ብጻይ ኣልኣሚን መ/ስዒድ፡ ንህልዊ ኩነታት ሃገር ዝምልከት ህዝባዊ ሰሚናራት ንምክያድ ኣብ ስዑዲ-ዓረብ ዑደት እናፈጸመ እንከሎ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም፡ ኣብ መበል 74 ዕድመኡ ብ14 ሕዳር ተሰዊኡ።
Tweet media one
Tweet media two
209
596
714
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ብ/ጀ ኣብርሃ ካሳ ድማ፡ “ጃንዳ ማለሊት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝፈጸሞ ናይ ቃጻ መጥቃዕቲን ክሕደትን፡ ስግኣታትና ክነወግድን ሕጊ ክነኽብርን ከይፈተና ኣብ ዝኣተናዮ ውግእ፡ ተሓባቢርና ስለዝሰራሕና ዓበይቲ ዓወታት ኣመዝጊብና ኢና።" ኢሉ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
43
549
722
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
መስዋእትኹም ረዚን ሓዘን፡ ታሪኽኩም ንወለዶታት ሓበን!
Tweet media one
41
491
711
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ጊሰን - ድምቀት ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ጀርመን - ስእሊ ባዕሉ ይዛረብ!
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
72
484
709
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ምሸት፡ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር Xue Bing ተቐቢሉ፡ ኣብ ክልተኣውን ዞባውን ጉዳያት ብሓፈሻ፡ ምድልዳል ስትራተጅያዊ ዝምድና ቻይናን ኤርትራን ድማ ብፍላይ ተመያዪጡ።
Tweet media one
21
518
685
@PNetabay
Paulos Netabay
11 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ወረቐት ስራሕ 19 ሓደስቲ ኣምባሳደራት ተቐቢሉ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
17
530
694
@PNetabay
Paulos Netabay
4 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ መንግስቲ ሪፓብሊክ ኮርያ፡ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ደቡብ ኮርያን ኣፍሪቃን ንምስታፍ፡ ሎሚ ሰዓት 1፡00 ድ/ቐ ናብ’ታ ሃገር ገይሹ። ሚኒስተር ጉ/ወ/ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ሓቢሩ ተጓዒዙ’ሎ።
Tweet media one
70
441
689
@PNetabay
Paulos Netabay
3 months
ድግም. . .ድግም ነዚ ዓወት ድግም. . .ድግም
@LeTour
Tour de France™
3 months
🏆 BINIAAAAM GIRMAY !! #TDF2024
127
813
5K
20
388
683
@PNetabay
Paulos Netabay
6 months
ማርሻል ሻፖሺንኮቭ (Marshal Shaposhinkov) ዝተሰምየት ወተሃደራዊት መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ፈደረሽን ሩስያ፡ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ዑደት ንምፍጻም፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ወደብ ባጽዕ ኣትያ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
41
429
672
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጸሓፊ ህግደፍ ስዉእ ተጋ. ኣልኣሚን መ/ስዒድ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲን ግንባርን፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ቤተ-ሰቡን መቓልስቱን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ተፈጺሙ።
Tweet media one
Tweet media two
64
440
654
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ቀ/ሚ ፈ.ደ. ሪ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢ ኣሕመድ፡ ናይ 2 መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ 4፡15 ድሕሪ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀ/ሚ ኣቢ ኣሕመድን፡ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያትን ዞባዊ ምዕባለታትን ክዝትዩ’ዮም።
Tweet media one
41
592
651
@PNetabay
Paulos Netabay
11 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ከተማ ሪያድ ኣብ እተአንግዶ ዋዕላ መራሕቲ ስዑድያን ኣፍሪቃን ንምስታፍ፡ ሎሚ ናብ ስዑዲ-ዓረብ ገይሹ። እቲ ልኡኽ፡ ሚ/ጉ/ወ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ሓላፊ ቁ/ጉ/ህ ኣቶ ሓጐስ ገ/ሂወት፡ ሚ/ን/ኢን ኣቶ ነስረዲን መ/ሳልሕን የጠቓልል።
Tweet media one
Tweet media two
34
461
661
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
#Eritrea ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወራስ ዓራት ንግስነት ስዑድያ ኣሚር መሓመድ ቢን ሳልማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣልስዑድ - ቀዳማይ ሚኒስተር ኰይኑ ብምምዛዙ፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱሉ።
Tweet media one
12
553
633
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ምስ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናን ምትሕግጋዝን፣ ምስ ኣመሓዳሪ UNDP፡ ፕረዚደንት AfriExim Bank፡ ከምኡ'ውን ኣማኻሪት ጸጥታን ጸዓትን ፕረዚደንት ኬንያ Monika Juma ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ዘትዩ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
18
494
645
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ካብ መደረ ክቡር ፕረ. ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ "ኣብ ውሽጢ'ዚ 80 ዓመታት ገጽ-ብገጽ እናተዋህለለ ዝተነድቀ ስራሕን ክብሪታትን'ዩ ትርጉም ዝተደርዐ ናጽነትናን ልኡላውነትናን። ዘየቋርጽ ዲናሚካዊ ዕብየቱ ኸኣ፡ ዘላቒ ሕድሪን ሓላፍነትን ወለዶታት'ዩ።"
Tweet media one
38
377
629
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ካብ 18-26 መስከረም 2021 በልጁም ኣብ ዘአንገደቶ መበል 87 ኣህጉራዊ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣንጸባራቒ ዓወት ንዘመዝገበት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ተቐቢሉ ኣተባቢዑ።
Tweet media one
Tweet media two
22
341
612
@PNetabay
Paulos Netabay
6 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሎሚ ንፍሉይ ልኡኽ ህ.ሪ.ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ - ኣምባሳደር Xue Bing ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። እቲ ዘተ፡ ኣብ ምዕባለታት ስትራተጅያዊ ዝምድና ኤርትራን ቻይናን፡ ከምኡ’ውን ንኽልቲአን ሃገራት ኣብ ዘገድስ ጉዳያት ዘተኰረ ነይሩ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
40
443
626
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
FB & Twitter accounts bearing the name ‘Eritrean Press’ are created & run by an anonymous individual claiming to be based in the UK. Those accounts have no affiliation whatsoever with the Ministry of Information, or any other Govt body, & often seem to rely on dubious sources.
Tweet media one
Tweet media two
44
598
600
@PNetabay
Paulos Netabay
8 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ንሱ ዝመርሖ ብሚ/ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለን ዝቘመ ልኡኽን፡ ካብ 28 ጥሪ ኣብ ኢጣልያ ዘካየዶ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ፡ ሎሚ ሰዓት 2፡30 ድሕሪ-ቐትሪ ተመሊሱ።
Tweet media one
Tweet media two
48
376
617
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ንኤርትራ ዝተቓለሰን ዝሰርሐን የዕርፍ እምበር ኣይመውትን። ብጾት እኩድ ሓምድ እኩድን መም. ገብረብርሃን ኢያሱን፡ ዕድመኹም ንህዝብን ሃገርን ወፊኹም፡ ነባሪ ስራሕን ታሪኽን ሓዲግኩም ኢኹም’ሞ - ብሰላም ዕረፉ!
Tweet media one
Tweet media two
94
468
614
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ ከም ኣህጉር "ዘሎናዮ ኩነታት፡ ብዝዀነ ይኹን መዐቀኒ ቅቡል ከምዘይኰነ” ኣሚንና፡ ንምዕራዩን ባህጊ ህዝብታትና ንምስማርን ዝሕግዝ ቅልጡፍን ዕቱብን ስጒምቲ ምውሳድ የድሊ።"
Tweet media one
20
409
611
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ብሚ/ጉ/ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕ/ት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ልኡኽ ኤርትራ፡ ሎሚ ኣብ ሮማ ምስ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚ/ጉ/ወጻኢን ኢጣልያን ምስ ሚ/ር ዩኒቨርሲታትን ምርምርን ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድና ዓሚቚ ዘተ ኣካዪዱ።
Tweet media one
Tweet media two
16
478
606
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
Eritrean Delegation: “The allegations levelled by the EU and the OHCHR oral report of sexual violence, looting and other 'crimes by Eritrea’s armed forces' are utterly baseless. These are alien and an affront to the history and culture of Eritrea and its military establishments.”
Tweet media one
31
663
594
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዝገበረሉ ዕድመ፡ ናይ 4 መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ 10 ሕዳር ድሕሪ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣብሺር ሑርሰ፡ ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሓቢሩ መጺኡ’ሎ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
19
463
593
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
#Eritrea ኮሌጅ ነገረ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ስላሴን መንፈሳዊ ኮሌጅ ፍኖተ ብርሃንን፡ ብጹእ ወቅዱስ አቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ - 5ይ ፓትርያርክ ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ17 መስከረም 221 ተመሃሮ ብዲፕሎማን ሰርቲፊኬትን ኣመሪቐን።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
19
442
574
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ንሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ዝተገብረ ወፈያታት፡- ‘EPLF-HGDEF VISION ROOM’ 261,158 ዶላር ኣመሪካ፣ ንኡስ ጨናፍር ሃማደኤ ኣብ ጀርመን 25,000 ዩሮ፣ ኣብ ቶሮንቶን ካልጋሪን ዝቕመጡ ግዱሳት ኤርትራውያን ድማ 3,600 ዶላር ካናዳ።
Tweet media one
33
477
576
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ቢንያም ግርማይ ኣብ #Wollongong2022 ክዕወቱ ልዑል ግምት ተዋሂብዎም ካብ ዘሎ 5 ብሉጻት ምዃኑ፡ ንኤርትራ ዓቢ ሓበን'ዩ።
Tweet media one
10
421
582
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
መግለጺ ሚ/ጉ/ወ፡ “ባይቶ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ብያነኡ፡ ኣብ ኣገዳስነት ዘላቕነት ዞባዊ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ይጸቅጥ። እዚ ግን፡ ኤርትራ ልዕሊ’ቶም ካብ’ቲ ዞባ ወጻኢ ዝርከቡ ኣህጉራውያን መሻርኽቲ ዝሰርሓትሉ ባህግን ዕላማታትን’ዩ።”
Tweet media one
Tweet media two
42
652
568
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ን6 ኣዋርሕ ግቡእ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ስልጠናታት ዝቐሰሙ ኣባላት መበል 34 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝዀኑ ተመሃሮ ሞያውያን ኣብያተ-ትምህርቲ (ስነ-ኪነት)፡ ሎሚ 13 መጋቢት ተመሪቖም።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
31
350
572
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣብ'ቲ "ንሰላም፡ ጸጥታን ልምዓትን" ብዝብል ቴማ ብ27ን 28ን ሓምለ ሩስያ ኣብ እተአንግዶ 2ይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ሩስያን ንምስታፍ፡ ሎሚ ሰዓት 3፡00 ድ/ቐ ከተማ ሰይንትፒተርስበርግ ኣትዩ
Tweet media one
Tweet media two
17
385
584
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ገዲም ተጋዳላይ ተኸስተ ባይረ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ትማሊ 5 ጥቅምቲ 2022 ኣብ መበል 69 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ።
Tweet media one
211
410
571
@PNetabay
Paulos Netabay
10 months
ኣ/ል/ባይቶ ሱዳን ጀ/ል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። ፕረዚደንት ኢሳይያስን ጀነራል ኣልቡርሃንን፡ ኣብ ምድንፋዕ ክልተኣዊ ዝምድና፡ ዞባዊ ምዕባለታትን ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ጉዳያትን ተዘራሪቦም።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
7
406
582
@PNetabay
Paulos Netabay
11 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 9 ሕዳር ኣብ ስዑድያ ዝገበሮ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ሎሚ ሰዓት 12፡00 ፍርቂ መዓልቲ ኣስመራ ኣትዩ።
Tweet media one
Tweet media two
45
384
582
@PNetabay
Paulos Netabay
8 months
President Isaias Afwerki and his delegation, as part of their series of meetings with Italian officials and institutions on 31 January and 1 February, met and held talks with several Italian officials.
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
19
373
572
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ ሓድሽ ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሳሙኤል ሩቶ፡ ናይ ዮሃና መልእኽቲ ሰዲዱ። ነቲ መልእኽቲ፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣቶ በየነ ርእሶም'ዩ ሎሚ 8 መስከረም ኣብጺሕዎ።
Tweet media one
Tweet media two
29
437
549
@PNetabay
Paulos Netabay
6 months
ብምኽትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ዝተመርሐ ልኡኽ ሩስያ፡ ብኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ተሰንዩ፡ ኣብ ዓሰብን ከባቢኣን፣ ደሴታት ሓሌብ፡ ናዂራ፡ ሓራት፡ ሓስመትን ደሰን፣ ከምኡ’ውን ኣብ ማርሳታት ጉልቡብን በርዓሶሌን ዝርከብ ትካላትን ትሕተ-ቅርጽን በጺሑ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
11
396
572
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ መንግስቲ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፡ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ናብ ስዑዲ-ዓረብ ገይሹ።
Tweet media one
60
327
571
@PNetabay
Paulos Netabay
5 months
ኣብ መላእ ሃገር ካብ ዝርከባ ናይ ሞያ ኣብያተ-ትምህርቲ ድሕሪ ምምራቕ፡ ኣብ መበል36 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ን6 ኣዋርሕኣብ ሳዋ ግቡእ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ትምህርቲ ክቐስሙ ዝጸንሑ ተመሃሮ፡ብ4 ግንቦት ተመሪቖም።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
16
396
575
@PNetabay
Paulos Netabay
8 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስን ቀ/ሚ ኢጣልያ ጆርጂያ ሜሎኒን ሎሚ ድ/ቐ ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናን ሽርክነታዊ ምትሕግጋዝን ዘትዮም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብተወሳኺ፡ ምስ ክልተ ሚኒስተራት ኢጣልያ ኣብ ዕድላት ወፍሪ ተዘራሪቡ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
9
393
571
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕ/ት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ትማሊ ብፕ/ት ኢሳይያስ ተሰንዩ ኣብ ዞባ ሰ/ቀ/ባሕሪ ዑደት ብምክያድ፡ ኣብ ስልጠና ዘለዉ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪን ፍሉያት ሓይልታት ሰራዊትን ሶማል፡ ከምኡ’ውን ብሞያ GIS ዝስልጥኑ ዘለዉ ሶማላውያን በጺሑን ኣዘራሪቡን።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
13
448
566
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ኤርትራ፡ ብስዑዲ ኣብ ዝተበገሰ ‘ሓምላይ ወፍሪ’ ክትሳተፍ ንዝቐረበላ ዕድመ ተቐቢላቶ። ፕ/ት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ወራስ ዓራት ስዑዲ መሓመድ ቢን ሳልማንን ትማሊ ኣብ ዝገበርዎ ናይ ቴለፎን ርክብ፡ ብዛዕባ’ቲ ፕሮጀክትን ዕላማኡን ብሰፊሑ ተዘራሪቦም።
Tweet media one
23
509
562
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕ/ት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ንፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ረኺቡ ኣብ ዘተባብዓሉ፡ “ኣብ ዓለም ኣብነታዊ ካብ ምዃን ዝዓቢ ጸጋ ከምዘየለ" ብምጥቃስ፡ ኣብ ‘ጂሮ ዲ ኢታልያ’ ዘመዝገቦ ዓቢ ዓወት ንካልኦት ኣርኣያ ምዃኑ ገሊጹ።
Tweet media one
Tweet media two
30
276
558
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ጋዜጣዊ መግለጺ ሚ/ጉ/ወ፦ "ኤርትራ፡ ባይቶ ሚኒስተራት ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ብፍሉይ ንቤት-ጽሕፈት ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዒላማ ገይሩ ንዘሕለፎ መሰረት-ኣልቦን ዓንቃጽን ውሳነ፡ ብትሪ ነጺጋቶ። (1)
46
534
556
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ሚኒስትሪ ፋይናንስን ሃገራዊ ልምዓትን፡ 30 ሜጋ-ዋት ዘመንጩ መደበር ጸሓያዊ ጸዓት ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ንምትካል ዝውዕል ናይ ኣስታት 50 ሚልዮን ዶላር ስምምዕ፡ ሎሚ 23 መጋቢት ምስ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ተፈራሪሙ።
Tweet media one
26
409
560
@PNetabay
Paulos Netabay
1 month
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ 27 ነሓሰ ኣብ ሰዓታት ንግሆ፡ ብፈጻሚ ጸሓፊ ቁጠባዊ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃ (ECA) ሚስተር ክለቨር ጋተተ @claverGatete ንዝተመርሐ ልኡኽ፡ ኣብ ዓዲ-ሃሎ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
26
365
565
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ 8 ሓምለ ንምኽትል ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ማልክ ዓጋር ተቐቢሉ ኣብ ዘዘራረበሉ፡ ኤርትራ ግጭት ሱዳን ብሱዳናዊ ተበግሶን ደገፍ ዞባውያን መሻርኽትን ክፍታሕ ዘለዋ መርገጺ ደጊሙ ኣረጋጊጹሉ።
Tweet media one
26
406
559
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ግዱሳት ሃገራውያን ኣባላትን ተኸታተልትን ዘለውዎ ጉጅለ ፓልቶክ EPLF HGDEF VISION ROOM፡ 302,809.97 USD ንመትከል እግሪ ስድራ ስዉኣት ከምዘወፈየ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣፍሊጡ።
Tweet media one
46
424
553
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ዝኽሪ #FenkilAt32 ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ንግሆ፡ ኣብ ‘ሓወልቲ ሰማእታት ጥዋለት’ ኣኽሊል ዕንባባ ኣንቢሩ። ወግዓዊ ጽንብል፡ ሎሚ ካብ ሰዓት 4፡00 ድ/ቐ ብERI-TV ብቐጥታ ክፍኖ’ዩ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
23
378
545
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ኮሌጅ ሕክምናን ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ፡ ሎሚ 27 ሕዳር ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ስነ-ስርዓት፡ 52.6% ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከብኦም 230 ተመሃሮ፡ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ።
Tweet media one
Tweet media two
19
368
550
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ መሳልል ተርታ ዓለማዊ ማሕበር ቅድድም ብሽክሌታ @UCI_cycling ናይ 2022፡ 8ይ ደረጃ ሒዙ። እዚ ንኤርትራን ኣፍሪቃን ዓቢ ዓወት'ዩ።
Tweet media one
19
384
537
@PNetabay
Paulos Netabay
3 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ 27 ሰነ ቅ/ቐ ኣኣብ ዕእዲ-ሃሎ፡ ኣብ ላዕለዋይ ባይቶ ኢጣልያ - ‘ሰኔት’ ብፕረዚደንት ኮሚሽን ዝምድናታት ወጻእን ምክልኻልን ስቴፋንያ ክራክሲ ንዝተመርሐ፡ ሰለስተ ኣባላት ባይቶ ዝርከብዎ ልኡኽ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ።
Tweet media one
16
384
557
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ኣብ ኤርትራ ናይ 3 መዓልታት ዑደት ዝፈጸመ ልኡኽ ስዑዲያ፡ ኣብ ዞባታት ሰ/ቀ/ባን ማእከልን ዝርከብ ልምዓታውን ታሪኻውን ቦታታት - ወደብ፡ ነጻ ዞባ፡ መዓልቦ ነፈርቲ ባጽዕ፡ መስጊድ ሳሓባ፡ ዲጋ ጋሕቴላይን ፋብሪካ ዓለባ ‘ዛኤር-ዶልቸቪታ’ን በጺሑ።
17
425
534
@PNetabay
Paulos Netabay
11 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ሪያድ ምስ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳላቫኪር ማያርዲት፡ ኣ/መ ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀ/ል ዓ/ፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ፕረዚደንት ጋቦን ብሪስ ክሎቴር፡ ከምኡ’ውን ቀ/ሚ ኒጀርን ኣፈኛ መሰጋገሪ ባይቶ ቡርኪናፋሶን ርክባት ኣካዪዱ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
8
398
550
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ምስ ዲሚትሪ ሳቬሌቭ - ምኽትል ኣቦ-መንበር ታሕተዋይ ባይቶ - ‘ዱማ’ ተራኺቡ፡ ኣብ ምምዕባል ዝምድናታት ዘትዩ። ኣብ ‘ትካል ጽገናን ምሕዳስን ሄሊኮፕተራት ስፓርክ’ ድማ ዑደት ኣካዪዱ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
19
380
548
@PNetabay
Paulos Netabay
10 months
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ሜ/ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል (ቻይና)፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከምኡ'ውን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲን ግንባርን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ሎሚ ዓርቢ 15 ታሕሳስ ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ብኽብ ዝበለ መዓርግ ተፈጺሙ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
86
370
550
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ካብ ሰዓት 7፡00 ምሸት፡ ኣብ ኣመዓባብላ፡ ባህሪ፡ ጽልዋን ናይ መጻኢ ኣመታትን ናይ’ቲ ኣብ ሱዳን ተኸሲቱ ዘሎ ዘሕዝን ግጭት ዘተኰረ፡ ብቐጥታ ዝፍኖ ቃለ-መሕትት ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ክህብ'ዩ።
Tweet media one
76
369
542
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ብፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ልኡኽ ኣብ ሕ/ኣፍሪቃን ቁጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃን ኣቶ ብንያም በርሀ ዝተመርሐ ልኡኽ፡ ካብ 23 - 25 ሕዳር ኣብ ኒያሚ - ኒጀር ኣብ ዝተኻየደ መበል 17 ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ።
Tweet media one
Tweet media two
14
438
539
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሎሚ ኣጋ ምሸት ኣብ ባጽዕ ንፍሉይ ልኡኽ ፕረዚደንት ፑቲን - ሚስተር ባግዳኖፍ ተቐቢሉ ኣብ ዘዘራረበሉ፡ ሩስያ ኣገዳሲት መሻርኽቲ ኣፍሪቃ ብምዃን፡ ንምዕባለ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዓቢ ኣበርክቶ ክትገብር ከምእትኽእል ገሊጹ።
Tweet media one
Tweet media two
15
344
530
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደን 174.6 ኪሎ ሜተር ዝሸፈነን 2ይ መድረኽ 4th Adriatica Ionica Race / Sulle Rotte della Serenissima (2.1)፡ ኤርትራዊ ኣባል ክለብ Drone Hopper - Androni Giocattoli ናትናኤል ተስፋጽዮን ቀዳማይ ወጺኡ።
Tweet media one
16
277
532
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሎሚ ንግሆ፡ ብዋና ኣመሓዳሪ - ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ንዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ዞባ ዳርፎር ናይ ሱዳን ኣዘራሪቡ። ላዕለዋይ ልኡኽ ዞባ ዳርፎር ብዘይካ'ዚ፡ ኣብ ዞባታት ሰ/ቀ/ባሕሪን ደቡብን ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ልምዓት ተዓዚቡ።
Tweet media one
Tweet media two
33
392
535
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን፡ ኣብ ካልኣይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ሩስያን ንምስታፍ፡ ሎሚ ሰዓት 7፡00 ንግሆ ናብ ፈደረሽን ሩስያ ገይሹ።
Tweet media one
Tweet media two
63
347
536
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ሃገራዊ ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት፡ ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ “ወትሩ ንኹሉ ድልዋት” ብዝብል ቴማ ከምዝጽንበል ሓቢሩ።
Tweet media one
39
515
529
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ብብርጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ፡ ብዕድመ ሚኒስትሪ ምክልኻል FDRE ካብ 1 ሚያዝያ ኣብ ኢትዮጵያ ከካይዶ ዝቐነየ ዑደት ዛዚሙ፡ ትማሊ 6 ሚያዝያ ምሸት ኣስመራ ኣትዩ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
41
317
534
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
መግለጺ ህዝባዊ ግንባር ብምኽንያት መበል 61 ዓመት ምጅማር ሓርነታዊ ብረታዊ ቃልሲ፡ "ሕድሪ ባሕቲ መስከረም፡ ስልጥንቲ ኤርትራ ብምህናጽ ክንፍጽም ኢና!”
Tweet media one
45
395
524
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ ኣብ ቶክዮ - ጃፓን ኣብ ዝካየድ ውድድራት ኦሎምፒክስ ንእትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣብ ዓዲሃሎ ተቐቢሉ፡ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ።
Tweet media one
39
331
520
@PNetabay
Paulos Netabay
11 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስን ወራስ ዓራትን ቀ/ሚኒስተርን ስዑዲ-ዓረብ ኣሚር መሓመድ ቢን ሳልማንን፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ምሸት ኣብ ቤተ-መንግስቲ ‘ኣልያማማ’፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድናን ሽርክነታዊ ምትሕግጋዝን ተዘራሪቦም።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
15
393
530
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ኤርትራን UNን፡ ን5 ዓመታት ዝቕጽል፡ ምስ ቀዳምነታት ልምዓታዊ መደባት ኤርትራ ዝሳነ፡ ኣብ ትሕተ-ቅርጺ፡ ሕርሻ፡ ጸዓት፡ ኢንዱስትሪ፡ ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ዓቕሚሰብን ትካላትን ዘተኰረ “መቓን ምትሕግጋዝ ዘላቒ ምዕባለ” ሎሚ ብወግዒ ኣበጊሶም።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
23
369
515
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ።
Tweet media one
Tweet media two
14
401
517
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ብጹእ ወቅዱስ ኣቡን ቀዳማዊ ቄርሎስ - 5ይ ፓትርያርክ ወርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ፡ ብዝሓደሮም ሕማም ዘድሊ ሕክምናዊ ረድኤት ክግበረሎም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ 2 ታሕሳስ ኣብ መበል 96 ዓመት ዕድሜኦም ዓሪፎም።
Tweet media one
116
374
517
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዋዕላ #ACS2023 ፡ ከቢድ ብድሆ ክሊማዊ ለውጢ ንምግጣም፡ ኣፍሪቃ ኣብ ክንዲ ኢዳ ነቲ ህልው ኩነታት ንዘብእስ ምእትእትታውን ብልሽው ተግ��ራትን ዝዕድም ትኳቦ ትዝርግሕ፡ ጸጋታታ ብምጒስጓስ መደባታ ክተተግብር ይግባእ”።
Tweet media one
Tweet media two
7
434
521
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ - ገዲም ተጋዳላይ ተኸስተ ባይረ፡ ሎሚ ቀዳም 8 ጥቅምቲ ፍርቂ መዓልቲ፡ ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ተፈጺሙ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
41
388
501
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሎሚ ንምኽትል ሚ/ጉ/ወጻኢ ህንዲ ሙራለድሃራን ቨላምቬሊ ኣብ ዘዘራረበሉ፡ “ህንዲ ሓቀኛ መሻርኽቲ ኤርትራ’ያ” ኢሉ። ክልቲአን ሃገራት፡ ኣብ ዓውድታት ትምህርቲ፡ ጥዕና፡ ጸዓትን ሕርሻን ክተሓባበራ ኣብ ስምምዕ ተበጺሑ።
Tweet media one
Tweet media two
17
375
506
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ፡ ካብ 4 ክሳብ 6 መስከረም ከተማ ናይሮቢ ኣብ እተአንግዶ ‘ዋዕላ ክሊማ ኣፍሪቃ’ ንምስታፍ፡ ሎሚ ሰዓት 6፡30 ንግሆ ናብ ኬንያ ገይሹ።
Tweet media one
Tweet media two
38
346
517
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ኣብ ጽንብል ሃገራዊ መዓልቲ ሓይሊ ባሕሪ ፈደረሽን ሩስያ ተሳቲፉ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
16
349
515
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕ/ት ኢሳይያስ፡ ሎሚ ንኣመሓዳሪ UNDPን ፍሉይ ልኡኽ UNSG ኣቶንዮ ጉተርሽን Achim Steiner ኣብ ዘዘራረበሉ፡ UN ኣድማዒ ተራኡ ብግቡእ ንኽጻወት፡ ከም ኢጋድ ዝኣመሰላ ዞባውያን ውድባት ንዝወስድኦ ተበግሶ ቀዳምነት ክህብን ሓባራዊ ጻዕረን ክድግፍን ጸዊዑ።
Tweet media one
Tweet media two
11
404
514
@PNetabay
Paulos Netabay
6 months
ኮርፖረሽን ቴለኮሚኒኬሽን ኤርትራ፡ ኣብ ኣቑርደት፡ ከረን፡ ዓሰብ፡ ባረንቱ፡ ተሰነይን ኣስመራን ዝኣረገ ትሕተ-ባይታዊ መርበባት ቀዋሚ መስመራት ቴለፎን ብሓድሽ ይትክእ ኣሎ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
25
341
509
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ምስ ዳግመ-ምጅማር ተወንዚፉ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ፡ ካብ 2020 ተቛሪጹ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ፡ ሎሚ ሰኑይ 29 መጋቢት ብኸፊል ጀሚሩ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
27
399
499
@PNetabay
Paulos Netabay
2 months
ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ ናይ 2ይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ 11 ክፍሊ ክመሃሩ ዝሓገዩ ተመሃሮ፡ ናይ 12 ክፍሊ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ንምዝዛምን ኣብ መበል 37 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ግቡኦም ንምፍጻምን ናብ ሳዋ ወሪዶም።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
25
338
508
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
መበል 35 ስሩዕ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጸኦ ደምዳሚ መግለጺ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወሰንዎ በይናዊ እገዳታትን ኣስገዳዲ ስጒምቲታትን ከልዕሉ ጸዊዑ።
Tweet media one
15
389
498
@PNetabay
Paulos Netabay
3 years
ኣባላት ጉጅለ PALTALK ‘EPLF-HGDEF VISION ROOM’ ዝዀኑ ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ተሰነይ ንዝነብር ጎማታት ዓበይቲ መካይን እናለሓጸ ዝናበርን ንሓርበኛታት ስንኩላን ዝሕግዝን ወዲ 75 ዓመት ኣቶ ሳልሕ ኣቡበከር፡ ልዕሊ 642 ሽሕ ናቕፋ ደገፍ ልኢኾም።
Tweet media one
Tweet media two
16
338
496
@PNetabay
Paulos Netabay
11 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ግብጺ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲን ትማሊ 11 ሕዳር ምሸት ኣብ ሪያድ ተራኺቦም፡ ኣብ ምምዕባል ክልተኣዊ ዝምድና፡ ዞባዊ ጸጥታን ዘላቒ ፍታሕ ንቅልውላው ሱዳንን ተዘራሪቦም።
Tweet media one
Tweet media two
11
363
501
@PNetabay
Paulos Netabay
10 months
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሎሚ 15 ታሕሳስ ንፍሉይ ልኡኽ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ - ኣምባሳደር Xue Bing ኣብ መቐበሊ ኣጋይሽ ደንደን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። እቲ ርክብ፡ ኣብ ክልተኣዊ፡ ዞባውን ኣህጉራውን ኩነታትን ጉዳያትን ዘተኰረ ነይሩ።
Tweet media one
Tweet media two
12
343
500
@PNetabay
Paulos Netabay
1 year
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀጽሪ EXPO ንዘአንግዶ ዘሎ ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2023፡ ሎሚ 13 ነሓሰ ብወግዒ ከፊቱ። ብድሙቕ ባህላዊ ጸወታታት ብሄራት ኤርትራ ተሰንዩ ድማ፡ ቀሪቡ ንዘሎ ትሕዝቶ እናተዘዋወረ ተዓዚቡ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
Tweet media four
14
387
501
@PNetabay
Paulos Netabay
5 months
ሰበ ዲያስፖራ ዐድነ እንቱም ኖራ! "ኣንቱም ዲያስፖራ ግርማ ናይ ኤርትራ!"
@HagerMetkel
Wedi Jelhanti 🇪🇷
5 months
Thank you Eritrean diaspora! ሰይፍ ወ ወጠን ምስል ልትወለዳ፣ ወ እት አሽንገል ሸባብ ነብራ፣ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገ፡ ዓንዲ ሕቖ ሃገር! #Eritrea_shining #EritreaAt33 #ውሕስነት_ሰላም_ብመኸተ
16
123
210
20
350
497
@PNetabay
Paulos Netabay
2 years
ንጒዕዞ ታሪኽን መደባት ስራሕን ቀያሕቲ ዕምባባ ህዝባዊ ግንባር - ምስናይ ኣጋጣሚታቱን ዝተኸፍለ መስዋእትን ብፍሉይ ኲርናዕን ቅዲን እተዘንቱ፡ 'ቀያሕቲ ዕምባባ' ዘርእስታ መጽሓፍ ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ክትዝርጋሕ'ያ. . . congra ብጻይ ቶምቦሳ ኣስመላሽ!
Tweet media one
16
387
496
@PNetabay
Paulos Netabay
9 months
ፕረዚደንት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ - ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ ሰዓት 1፡00 ድሕሪ-ቐትሪ ኣስመራ ኣትዩ።
Tweet media one
Tweet media two
Tweet media three
10
305
491
@PNetabay
Paulos Netabay
4 years
ለበዳ ‘ኮቪድ-19’ ንምቊጽጻር፡ ካብ 27 መጋቢት 2020 ኣብ መላእ ሃገር ተወንዚፉ ዝጸንሐ ስሩዕ ኣገልግሎት ትምህርቲ (ካብ መዋእለ-ህጻናት ክሳብ 2ይ ደረጃ)፡ ዝመጽእ 1 ሚያዝያ 2021 ከምዝጅመር፡ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሎሚ ኣፍሊጡ።
Tweet media one
Tweet media two
24
414
490