@Henisoloeri
“ብሓይልን ታህዲዳትን ኣይርዕድን ኣይንብርከኽን: ንሸጠፍን ዓሎቚን ኣይርዕምን: ንወሽለኽለኽን ቆልመጽመጽን ክብርታተይ ኣይሸይጥን: እንተጸበበ ኣይጭነቕን፡ እንተተረረ ኣይስነፍን: ሰሪሐ ኣይደክምን ርሃጸይን ደመይን ህይወተይን ኣይበቅቕን #PIA 🇪🇷✍️